ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ቁጽሪ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
The printable version is no longer supported and may have rendering errors. Please update your browser bookmarks and please use the default browser print function instead.
0123456789

ቁጽሪ እዩ ሕሳባዊ ነገር ኔሩ ናብ ፍቕዲ, መስፈር , ድማ ምልክት. nኣብነት, 1,2,3,4,5.

ሓደ - ትሽዓተ

ብትግርኛ
0
1 ሓደ
2 ክልተ
3 ሰለስተ
4 ኣርባዕተ
5 ሓሙሽተ
6 ሹዱሽተ
7 ሸውዓተ
8 ሾመንተ
9 ትሽዓተ

ዓሰርተ - ቴስዓ

10 ዓሰርተ
20 ዕስራ
30 ሰላሳ
40 ኣርብዓ
50 ሓምሳ
60 ስሳ
70 ሰብዓ
80 ሰማንያ
90 ቴስዓ

ዓሰርተ ሓደ - ቴስዓ ትሽዓተን

11 ፲፩ ዓሰርተ ሓደ
12 ፲፪ ዓሰርተ ክልተ
13 ፲፫ ዓሰርተ ሰለስተ
14 ፲፬ ዓሰርተ ኣርባዕተ
15 ፲፭ ዓሰርተ ሓሙሽተ
16 ፲፮ ዓሰርተ ሹዱሽተ
17 ፲፯ ዓሰርተ ሸውዓተ
18 ፲፰ ዓሰርተ ሾመንተ
19 ፲፱ ዓሰርተ ትሽዓተ
21
22
23
24
25 ፳፭ ዕስራን ሓሙሽተን

ሚእቲ - ...

100 ሚእቲ
500 ፭፻ ሓሙሽተ ሚእቲ
1000 ፲፻ ሓደ ሺሕ
5000 ፶፻ ሓሙሽተ ሺሕ
1000000 ሓደ ሚሊዮን